تصویر کامپیوتری امیکرون Source: Gettyከም’ቲ ዝተበሃልናዮ እንተኮይኑ ኦሚክሮን ካብ ካልኦት ዓሌታት ኮሮናቫይረስ ብመጠን ኣብ ነብስና ዘውርዶ ማህሰይቲ ዝፎኸሰ’ዩ። እዚ ኸኣ ነቲ 'ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ዝሓለፈ እዋን ዝነበሮ ዝተሓተ' ተኽእሎ ሓደጋ’ዩ ዘኸትል ዝብል ሓሳብ ክዝርጋሕ ጌሩ’ዩ። እንተኾነ ግን እዚ ማለት ኮቪድ ይልከፈና ኣየልከፈና ክንጭንቐሉ የብልናን ማለት ድዩ፧ እቶም ክኢላታት ግን ሕጂ’ውን እንተኾነ ከይለኽፈና ዝከኣለና ክንገብር’ዩ ዘለና እዮም ዝብሉ።
ከም’ቲ ዝተበሃልናዮ እንተኮይኑ ኦሚክሮን ካብ ካልኦት ዓሌታት ኮሮናቫይረስ ብመጠን ኣብ ነብስና ዘውርዶ ማህሰይቲ ዝፎኸሰ’ዩ። እዚ ኸኣ ነቲ 'ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ዝሓለፈ እዋን ዝነበሮ ዝተሓተ' ተኽእሎ ሓደጋ’ዩ ዘኸትል ዝብል ሓሳብ ክዝርጋሕ ጌሩ’ዩ። እንተኾነ ግን እዚ ማለት ኮቪድ ይልከፈና ኣየልከፈና ክንጭንቐሉ የብልናን ማለት ድዩ፧ እቶም ክኢላታት ግን ሕጂ’ውን እንተኾነ ከይለኽፈና ዝከኣለና ክንገብር’ዩ ዘለና እዮም ዝብሉ።