SKIP TO MAIN CONTENT

ሉቺያኖ ቫሳሎ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፣ ኣውስትራልያ ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሳተፍዎ ሻምፒዮና ቅ/ብሽግለታ ዓለም ተአንግድ

U23 MTT (2).jfif
ቅድድም ብሽግለታ ሻምፒዮና ዓለም 2022፣ ዎሎንጎንግ፣ ኣውስትራልያ Credit: SBS Cycling

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * ህቡብን ገዲምን ኮኾብ ኤርትራዊን ኢትዮጵያዊን ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዝነበረ ሉቺያኖ ቫሳሎ ዝሓለፈ ዓርቢ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፣ * ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 መንእሰያት ት17 ንምሕላፍ ኣብ ዝካየዱ ዞባዊ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደ ምድብ በጺሕወን፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዳዊት የማነ ተዓዋቲ ቅ/ብ ዙር ሰርቢያ 2022 ኮይኑ፣ * ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2022 ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ዎሎንጎንግ ተጀሚሩ፣ ዝለዓሉ ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝተፈላለዩ መደባት ቅድድም ይቀራረቡ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * ህቡብን ገዲምን ኮኾብ ኤርትራዊን ኢትዮጵያዊን ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዝነበረ ሉቺያኖ ቫሳሎ ዝሓለፈ ዓርቢ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፣ * ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 መንእሰያት ት17 ንምሕላፍ ኣብ ዝካየዱ ዞባዊ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደ ምድብ በጺሕወን፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዳዊት የማነ ተዓዋቲ ቅ/ብ ዙር ሰርቢያ 2022 ኮይኑ፣ * ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2022 ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ዎሎንጎንግ ተጀሚሩ፣ ዝለዓሉ ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝተፈላለዩ መደባት ቅድድም ይቀራረቡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now