Women at work are still earning less than men doing the same job Source: iStockphoto / kzenon/Getty Images/iStockphotoምምሕያሽ ኣብ መንጎ ጾታታት ዘሎ ጋግ ክፍሊት/ደሞዝ ለውጢ ከየርኣየ ደው ኢሉ ዘሎ ይመስል። ወኪል ማዕርነት ጾታታት ኣብ ቦታ ስራሕ ዝኾነ The Workplace Gender Equality Agency ፍልልያት ክፍሊት ኣብ መንጎ ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ዝሓለፈ ፋይናንሳዊ ዓመት ኣብ 22.8% ደው ኢሎም ኢሉ። እዚ ማለት ብማእከላይ ገምጋም ሓንቲ ጓለንስተይቲ ካብ ሓደ ወዲተባዕታይ ብ$26,596 ዝተሓተ ኣታዊ ኔርዋ ማለት'ዩ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ምምሕያሽ ኣብ መንጎ ጾታታት ዘሎ ጋግ ክፍሊት/ደሞዝ ለውጢ ከየርኣየ ደው ኢሉ ዘሎ ይመስል። ወኪል ማዕርነት ጾታታት ኣብ ቦታ ስራሕ ዝኾነ The Workplace Gender Equality Agency ፍልልያት ክፍሊት ኣብ መንጎ ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ዝሓለፈ ፋይናንሳዊ ዓመት ኣብ 22.8% ደው ኢሎም ኢሉ። እዚ ማለት ብማእከላይ ገምጋም ሓንቲ ጓለንስተይቲ ካብ ሓደ ወዲተባዕታይ ብ$26,596 ዝተሓተ ኣታዊ ኔርዋ ማለት'ዩ።