Austria's Sasa Kalajdzic scored to tie the match at the death, which knocked Iran out of the tournament. Source: AP / Reed Hoffmannዲ.ኣር. ኮንጎ ንመጀመርታ ግዜኣ ብዘደንቕ ኩነታት ኣብ መበል 17 መዓልቲ ዉድድራት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ንፈለማ እዋን ናብ ጉጅለ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ። ኣልጀርያን ኦስትርያን ብማዕረ ብምውጻአን ፡ ናይ ኢራን ተስፋ ምሕላፋ በኒኑ።
ዲ.ኣር. ኮንጎ ንመጀመርታ ግዜኣ ብዘደንቕ ኩነታት ኣብ መበል 17 መዓልቲ ዉድድራት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ንፈለማ እዋን ናብ ጉጅለ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ። ኣልጀርያን ኦስትርያን ብማዕረ ብምውጻአን ፡ ናይ ኢራን ተስፋ ምሕላፋ በኒኑ።