ደሃይ ካብ ዋንጫ ዓለም 2022 ቐጠር - ኣርጀንቲናን መሲን፣ ዓወት ስዑዲያ፣ ፍትሕ ሮናልዶን ማንቸስተር ዩናይትድን፣ ኣውስትራሊያ

Socceroos fans react as they watch Australia play France in the 2022 FIFA World Cup at Cheers Bar in Sydney, Wednesday, November 23, 2022 Source: AAP / BIANCA DE MARCH/AAPIMAGE
ክቡራት ሰማዕትና ከመይ ትኾኑ፣ እዚ ደሃይ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ነቕርበሉ ትሕዝት'ዩ፣ እቲ ውራይ ኣብ ዝቐጸለሉ ሰሉስ፥ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ከኣ ሰሉስ ምሸትን ሮቡዕ ንግሆን፡ ኣርባዕተ ግጥማት ተኻይዶም። ኣርጀንቲናን መሲን፣ ዓወት ስዑዲያ፣ ፍትሕ ሮናልዶን ማንቸስተር ዩናይትድን፣ ኣውስትራሊያ
Share