Source: Bangkokpostካልኣይ ዓመት ናይ ድሕረ-ምረቓ ተመሃራይ ዳንኤል መብራህቱ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ዉሃን ዩኒቨርሲቲ ናይ ቴክኖሎጂ መጽናዕቶም ዘካይዱ ዘለው ሓያለ ኤርትራውያን ተመሃሮ’ዩ። ንሱ ብማተሪያል ሳይንስ ናይ ዶክተረይት ማዕርግ ትምህርቱ ይከታተል ኣሎ። ህይወት ኣብ’ታ እዚ ቅልውላው ለበዳ ኮቪድ19 ዝጀመረላ ከተማ ዉሃን ኣዕሊሉና’ሎ። ገለ ካብኡ፦ እቲ ለበዳ ፈለማ ክጅምር እንከሎ ዝነበረ ፍርሒ፡ ምውሻብ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ኣብ ውሽጡ ዝነበረ ህይወትን፣ ጽምዋ፡ ናፍቖት፡ ድሩት ምንቅስቓስ፡ ትዕግስቲ፡ ዲሲፕሊን ህይወት፡ ራሽን መግቢ፡ ሕጂ ምስ ተመሓያሸ’ኸ ናብራ ቀደም ተመሊሱ ድዩ፡....
ካልኣይ ዓመት ናይ ድሕረ-ምረቓ ተመሃራይ ዳንኤል መብራህቱ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ዉሃን ዩኒቨርሲቲ ናይ ቴክኖሎጂ መጽናዕቶም ዘካይዱ ዘለው ሓያለ ኤርትራውያን ተመሃሮ’ዩ። ንሱ ብማተሪያል ሳይንስ ናይ ዶክተረይት ማዕርግ ትምህርቱ ይከታተል ኣሎ። ህይወት ኣብ’ታ እዚ ቅልውላው ለበዳ ኮቪድ19 ዝጀመረላ ከተማ ዉሃን ኣዕሊሉና’ሎ። ገለ ካብኡ፦ እቲ ለበዳ ፈለማ ክጅምር እንከሎ ዝነበረ ፍርሒ፡ ምውሻብ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ኣብ ውሽጡ ዝነበረ ህይወትን፣ ጽምዋ፡ ናፍቖት፡ ድሩት ምንቅስቓስ፡ ትዕግስቲ፡ ዲሲፕሊን ህይወት፡ ራሽን መግቢ፡ ሕጂ ምስ ተመሓያሸ’ኸ ናብራ ቀደም ተመሊሱ ድዩ፡....