ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እቲ ዝዓበየ ክኸውን እዩ

Matildas fans show support after Mary Fowler of the Matildas scored a goal during a 'Send Off Match' between Australia and France, ahead of the FIFA Women's World Cup 2023, Source: AAP / JAMES ROSS/AAPIMAGE
ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ መዓልታት ጥራይ ተሪፍዎ ኣሎ ። ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እዚ ኣብዚ ዓመት ዝግበር እቲ ዝዓበየ እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ እዚ ውድድር እዚ ፡ ምስቲ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ዝገብርዎ ውድድር ኽነጻጸር ከሎ ፡ሎሚ'ውን ብዙሕ ፍልልይ እዩ ዘለዎ ።
Share