Credit: SBS newsንፖለቲካ ኣውስትራልያ ኣብ 2025 ክንምልከት’ንከለና እቲ ዓመት ክትግምቶም ትኽእል ፖሊሲታት ግን ከኣ ዘሰንብዱ ውጽኢታት ዝነበርዎ ኔሩ። እዚ ድማ ሰልፊ ለይበር ብዓብላሊ ተዓዊቱ ናብ መንበረ መንግስቲ ዝተመልሰሉ ምርጫ ግንቦትን ክልተ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ፒተር ዳተንን ኣዳም ባንዲትን ወንበሮም ዝተመንጠልሉን ዘካትት ኔሩ። እሞ ዓመተ 2025 ኣብ መሳልላት ስልጣን ካንቤራ ከመይ ሓሊፉ፧
Published
By Deborah Groarke
Presented by Ninos Emmanuel, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ኣብ 2025 ክንምልከት’ንከለና እቲ ዓመት ክትግምቶም ትኽእል ፖሊሲታት ግን ከኣ ዘሰንብዱ ውጽኢታት ዝነበርዎ ኔሩ። እዚ ድማ ሰልፊ ለይበር ብዓብላሊ ተዓዊቱ ናብ መንበረ መንግስቲ ዝተመልሰሉ ምርጫ ግንቦትን ክልተ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ፒተር ዳተንን ኣዳም ባንዲትን ወንበሮም ዝተመንጠልሉን ዘካትት ኔሩ። እሞ ዓመተ 2025 ኣብ መሳልላት ስልጣን ካንቤራ ከመይ ሓሊፉ፧