ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ንክኢላታት ጥዕና ዝተፈታተኑ ሓደስቲ ቫይረሳትን ሕማማት ዝፍውሱ ሓደስቲ መድሂናታትን ዝተበራረዩላ ዓመት

Kab mob Alzheimer (Dementia) - Geralt Source: Pixabay / ALC
እዚ ዓመት ምስ ጥዕና ዝተኣሳሰሩ ቃልስታት፣ ቀይድታት፣ ምዕጻዋትን ሞታታትን ዝዓብለልዎ ኔሩ፣ እንተኾነ ግን ተመራመርቲ ስነፍልጠት ፈውስታት፣ ክታበታትን ሕማም ዘጥፍኡ መድሃኒታትን ንምርካብ ኣብ ዝሰርሕሉ፣ ነቶም ዝሓመሙን ነቶም ሓደስቲ ጸገማት ጥዕና ከየሕምቖም ፍርሒ ዘለዎምን እቲ መጻኢ ብሩህ ይመስል ኣሎ። 2022 ብመንጽር መዳይ ጥዕና ከመይ ሓሊፋ?
Share