“መሰረት ፕላኔት መሬት ተነቓኒቑ እዩ ዘሎ።” ኣንቶንዮ ጉተረዝ

Sir David Attenborough in Iceland- Seven Worlds, One Planet _ Season 1 - Photo Credit: Alex Board/BBCAmerica Source: BBC America
ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናይዛ ምድሪ መሰረታት ተነቓኒቑዩ ዘሎ ክብል ኣብዚ ዓመት ተሰሚዑ ኔሩ። ፍጥረት ሰብ ኣብ ልዕሊ ባህርይ ኣዊጅዎ ዝጸንሐ ኲናት ደው ዘብለላ ዓመተ 2021 ክትከውን ንመራሕቲ ዓለም ኣሕሚሙ ተዛሪብዎም። .... እዚ ጸብጻብ ኣብ 2020 ኣከባቢ ዓለም ብከመይ ተተንኪፉ ክድህስስ እዩ።
Share