ዓለም ንዓመተ 2020 ብኸመይ ሓለፈቶ?

NEW YORK, NY - JANUARY 1: Confetti fills the air over top of revelers during New Year's Eve celebrations in Times Square on January 1, 2020 Source: Corbis News
ዓለም ንምቕባል ዓመተ 2020 እንቋዕ ኣብጽሓና ኢላ ትሕጎሰሉ ኣብዝነበረትሉ እዋን፡ ኣብ መጻኢ ከቢድ ሓደጋ ኣንጸላልዩ ምንባሩ ምልክታት ኔሮም’ዮም። ምርሻን፡ ኣብ ሕጊ ምቕራብ፡ ብረክሲት፡ ኣህጉራዊ ለበዳ ኩሎም ቅድሚ በዓል ትንሳኤ እዮም ተኸሲቶም።
Share