ናይ መንእሰያት ርእሰ ቅትለትን ጭንቀት ኣእምሮን ንምግታእ ምሕምባስ

Olympic Champion Ian Thorpe Source: AAP / BIANCA DE MARCHI/AAPIMAGE
ካብ ኢያን ቶርፔ ንላዕሊ ዝሕምብሱ ሰባት ብዙሓት ኣይኮኑን። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ እቲ ፍሉጥ ኦሎምፒያዊ ንኣገልግሎታት ጥዕና ኣእምሮ ዝኸውን ንመንእሰያት ካብ ርእሰ-ቅትለት ንምክልኻልን ኢሉ ናይ ገንዘብ ዉህለላ ንምግባር ኣብ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ይመርሕ ኣሎ ።
Share