SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብዚ እዋን ብዙሕ ናይ ሰራሕተኛታት ሕጽረት ኣሎ። ናባና መጺኦም ሓገዝ ንዝሓቱ ስራሕ ንኽረኽቡ ንሕግዞም ኢና።" ኣቶ ልኡል ፍስሃ

Leul Fesseha
Credit: Leul Fesseha

አቶ ልዑል ፍስሃ - ኣብ ሜልተን ሲቲ፡ ኣብ ደፓርትመንት መንእሰያት ኣማኻሪ ናይ ስራሕ ስልጠና እዩ። እቲ ናቶም ደፓርትመንት ዝህቦ ኣገልግሎት ብፍላይ ብዛዕባ ኣብዚ ቀረባ እዋን ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ናይ መዕርፎ ነፈርቲ ስራሕ ክሰርሑ ንዝደልዩ ክፉት ናይ ስራሕ ዕድላት ስፖዝዮም ዝምልከት ሓቢሩ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አቶ ልዑል ፍስሃ - ኣብ ሜልተን ሲቲ፡ ኣብ ደፓርትመንት መንእሰያት ኣማኻሪ ናይ ስራሕ ስልጠና እዩ። እቲ ናቶም ደፓርትመንት ዝህቦ ኣገልግሎት ብፍላይ ብዛዕባ ኣብዚ ቀረባ እዋን ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ናይ መዕርፎ ነፈርቲ ስራሕ ክሰርሑ ንዝደልዩ ክፉት ናይ ስራሕ ዕድላት ስፖዝዮም ዝምልከት ሓቢሩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now