SKIP TO MAIN CONTENT

ዘተ ነበር ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ሃይለማርያምን ርእይቶ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስን

Zaeba Lomi
Source: SBS Tigrinya

ሞ ኢብራሂም ፋውንደሺን ዝበሃል ትካል ኣብ 2006 ዝተጣየሰ ኣብ ኣገዳስነት መሪሕነትን መንግስትነትን ኣፍሪቃ ዘተኩር እዩ። እዚ ትካል ብ ሞ ኢብራሂም , ዝተባህለ ሱዳናዊ ወናኒ ቢሊዮናት ዶላራት ነጋዳይን ገባሪ ሰናይን እዩ። ሞ ኢብራሂም ፋውንደሽን ነቶም ብፍቓዶም ስልጣኖም ዝሓድጉ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፈለማ $5 ሚሊዮን ዶላር ክሳብ ዝሞቱ ድማ ዓመታዊ $200,000 ይከፍል። ብዘይካ’ዚ ስልማት ሞ ኢብራሂም ፋውንደሺን መዛተዪ ፎረም እናዳለወ መራሕቲን ፖለቲከኛታትን የዛቲ። ኣብዚ ቕነ ንናይ ቀደም ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዓዲሙ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኢትዮጵያን ኣፍሪቃን ኣልዒሉ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ዕዱማት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣፍሪቃ ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ እዋን ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምልከት ተላዒሉ፣ ቀ. ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዝሃቦ መልሲን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ዘቕረቦ ርእይቶን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሞ ኢብራሂም ፋውንደሺን ዝበሃል ትካል ኣብ 2006 ዝተጣየሰ ኣብ ኣገዳስነት መሪሕነትን መንግስትነትን ኣፍሪቃ ዘተኩር እዩ። እዚ ትካል ብ ሞ ኢብራሂም , ዝተባህለ ሱዳናዊ ወናኒ ቢሊዮናት ዶላራት ነጋዳይን ገባሪ ሰናይን እዩ። ሞ ኢብራሂም ፋውንደሽን ነቶም ብፍቓዶም ስልጣኖም ዝሓድጉ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፈለማ $5 ሚሊዮን ዶላር ክሳብ ዝሞቱ ድማ ዓመታዊ $200,000 ይከፍል። ብዘይካ’ዚ ስልማት ሞ ኢብራሂም ፋውንደሺን መዛተዪ ፎረም እናዳለወ መራሕቲን ፖለቲከኛታትን የዛቲ። ኣብዚ ቕነ ንናይ ቀደም ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዓዲሙ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኢትዮጵያን ኣፍሪቃን ኣልዒሉ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ዕዱማት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣፍሪቃ ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ እዋን ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምልከት ተላዒሉ፣ ቀ. ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዝሃቦ መልሲን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ዘቕረቦ ርእይቶን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now