SKIP TO MAIN CONTENT

“ሞት ሓጅ ሙሳ መ/ኑር፡ ንምሉእ ህዝቢ ኣሕዚኑን ኣበራቢሩን ኣሎ።” ኡስታዝ ሑሴን (ዛዕባ ሎሚ 7 መጋቢት 2018)

sbs
Source: SBS Tigrinya

ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዓረፉ ሓጂ ሙሳ ክልተ ደቆም ኣብዝተረኽብሉ ኣብ መልበርን ብዙሕ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ዝተሳተፈሉ ናይ ሓዘንን ስግዳንን ሚሸት ኣብዚ ሰሙን ተገይሩ ነይሩ። ነቲ ኣብዚ ቕነ ቀንዲ ዛዕባ ናይቲ ማሕበረሰብ ኮይኑ ዝቐነየ ዛዕባ ሞት ሓጅ ሙሳ መሓመድኑር ኣመልኪቱ፡ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ትንታነ ሂቡ ኣሎ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዓረፉ ሓጂ ሙሳ ክልተ ደቆም ኣብዝተረኽብሉ ኣብ መልበርን ብዙሕ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ዝተሳተፈሉ ናይ ሓዘንን ስግዳንን ሚሸት ኣብዚ ሰሙን ተገይሩ ነይሩ። ነቲ ኣብዚ ቕነ ቀንዲ ዛዕባ ናይቲ ማሕበረሰብ ኮይኑ ዝቐነየ ዛዕባ ሞት ሓጅ ሙሳ መሓመድኑር ኣመልኪቱ፡ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ትንታነ ሂቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now