ወ/ሮ ዛህራ ዓብደልርሒም ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ብ ጂኦግራፊ ናይ ባችለር ዲግሪ ተመሪቓ ብስደት ኣብ 2006 እያ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ። ኣብ ማሕበረሰባት ብትገብሮ ኣበርክቶ ኣብ ቅነ ስደተኛታት ን ኣበርክቶኣ ኣፍልጦ ብሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ተዋሂባ። ብዛዕባ ጉዕዞ ስደት ብፍላይ ከም ጓል ኣንስተይቲ፡ ምህርቲ ናባይት ቆልዑ ዘሎ ብድሆታት ተብርህ።
Share
Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
