SKIP TO MAIN CONTENT

“ሰለስተ ቆልዑ ዘላምበሳ ዝሞቱ ጸረ ተሽከርከርቲ ፈንጂ ቀጥቂጦም እዮም።” ኣይተ የዕብዮ ሙልጌታ

Horn Africa
Source: Million Haileselasie

ኪኢላ ፕረስ ጉሎ መኸዳ ኣይተ የዕብዮ ሙልጌታ ብዛዕባቲ ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ዝተፈጸመ ሓደጋ ዝምልከት መብርህን፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት ሽኮር ጣና በለስ ዝሰርሑ ዝነበሩ ተጋሩ ብዓሌታዊ ኣቀታትላ ዝተቐትሉ ምጽራይ ክግበር ናይ ትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ምጽውዑ ዝምልከት ጸብጻብ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኪኢላ ፕረስ ጉሎ መኸዳ ኣይተ የዕብዮ ሙልጌታ ብዛዕባቲ ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ዝተፈጸመ ሓደጋ ዝምልከት መብርህን፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት ሽኮር ጣና በለስ ዝሰርሑ ዝነበሩ ተጋሩ ብዓሌታዊ ኣቀታትላ ዝተቐትሉ ምጽራይ ክግበር ናይ ትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ምጽውዑ ዝምልከት ጸብጻብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now