Middle east Unrest Source: SBSኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ዝርከባ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ብሰንኪ ተቓዉሞ ተመሃሮ ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምሩ ኣይከኣላን። ነቲ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ብዛዕባ የሩሳሌም ዝወሰኖ ዉሳነ ብምቅዋም ኣማኢት ኣሸሓት ዝሓረኑ ተቓወምቲ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓዉሞታት ኣብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ተከሲቱ። መራሒ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ግብጺ ምስ ምክትል ፕረሲደንት ኣመሪካ ክገብርዎ ተመዲቡ ዝነበረ ርክብ ብሰንኪ የሩሳሌም ዋና ከተማ እስርኤል ምኳና ኣፍልጦ ምሃብ እቲ ርክብ ተሰሪዙ።
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ዝርከባ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ብሰንኪ ተቓዉሞ ተመሃሮ ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምሩ ኣይከኣላን። ነቲ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ብዛዕባ የሩሳሌም ዝወሰኖ ዉሳነ ብምቅዋም ኣማኢት ኣሸሓት ዝሓረኑ ተቓወምቲ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓዉሞታት ኣብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ተከሲቱ። መራሒ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ግብጺ ምስ ምክትል ፕረሲደንት ኣመሪካ ክገብርዎ ተመዲቡ ዝነበረ ርክብ ብሰንኪ የሩሳሌም ዋና ከተማ እስርኤል ምኳና ኣፍልጦ ምሃብ እቲ ርክብ ተሰሪዙ።