Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

መብርሂ ቆሞስ ከሰተን ቀሺ ገብረሚካኤልን፡ ብዛዕባ ክሲ ኣቡነ ሉቃስ ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ፡

Interview Tigrinya

ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይ 2018 ካብ ናይ ኤርትራ ቅዱስ ሲኖዶስ ብኣቡነ ሉቃስን ኣቡነ ቄርሎስን ዚምራሕ ልኡኽ፡ ኣብ ኣውሮጳ ዑደት ኣካይዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣብ ኣውሮጳ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበርዎ ርክባት፡ ብዙሕ ሕቶታት ክቐርበሎም ቀንዩ። ብፍላይ ብተደጋጋሚ ንሃለዋት ኣቡነ እንጦንዮስ ዝምልከት ሕቶታት ተሓቲቶም መሊሶም። ንመልሲ ኣቡነ ሉቃስ ስዒቡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከብ ሲኖዶስ ካብ ዝመርሑ፡ ቆሞስ ከሰተ ብርሃንን ሊቀ ካህናት ገብረሚካኤልን ዮሃንስ ዝሃብዎ መልሲ ቀሪቡ ኣሎ። ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምስ ተሃድሶ ሕብረት ኣለዎም ድዮም? ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብክሕደት ወልድ ዋህድ ይኽሰሱ ድዮም? ንልዕሊ 300 መናፍቓን ዲቁናን ክህነትን ዓዲሎም? ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሓደ ሲኖዶስ ክኾና መደብ ኣሎ ድዩ?

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይ 2018 ካብ ናይ ኤርትራ ቅዱስ ሲኖዶስ ብኣቡነ ሉቃስን ኣቡነ ቄርሎስን ዚምራሕ ልኡኽ፡ ኣብ ኣውሮጳ ዑደት ኣካይዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣብ ኣውሮጳ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበርዎ ርክባት፡ ብዙሕ ሕቶታት ክቐርበሎም ቀንዩ። ብፍላይ ብተደጋጋሚ ንሃለዋት ኣቡነ እንጦንዮስ ዝምልከት ሕቶታት ተሓቲቶም መሊሶም። ንመልሲ ኣቡነ ሉቃስ ስዒቡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከብ ሲኖዶስ ካብ ዝመርሑ፡ ቆሞስ ከሰተ ብርሃንን ሊቀ ካህናት ገብረሚካኤልን ዮሃንስ ዝሃብዎ መልሲ ቀሪቡ ኣሎ። ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምስ ተሃድሶ ሕብረት ኣለዎም ድዮም? ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብክሕደት ወልድ ዋህድ ይኽሰሱ ድዮም? ንልዕሊ 300 መናፍቓን ዲቁናን ክህነትን ዓዲሎም? ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሓደ ሲኖዶስ ክኾና መደብ ኣሎ ድዩ?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now