“ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ከም በዓል ናይዝጊ ክፍሉ ዝበሉ ሓለፍቲ እናተላእኩ ጉዳይ ትግራይ ትግርኚ ክንቅበል ይሓቱና ነይሮም እዮም።” መለስ ዜናዊ ን ዓብደላ ኣደም ካብ ዝበሎ

Interview Tigrinya

Source: Abdela Adem

"ኢሳያስ፡ ኣስላማይ ዝበሃል ክፋል ሕ/ሰብ ክዳኸም ፖሊሲ ነይርዎ እዩ።" ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም ገዲም ኣብ 1977 ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህግ ዝነበረ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ናይ ኤርትራ ፡ ኣብ ፈለማ ተስዓታት ኣመሓዳሪ ኣውራጃ/ዞባ ሰንሒት፡ ድሒሩ ድማ ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን። ብድሕርዚ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጂቡቲን ሱዳንን ይርከብዎም። ኣብ ሱዳን ንከባቢ ክልተ ዓመታት ዝለዓለ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ናብ ኣስመራ ተጸዊዑ ይመጽእ ኣለኹ ኢሉ ናብ ኤውሮጳ ከይዱ ዑቕባ ዝሓተተ እዩ። ንኩነታት ፖለቲካ ትማልን ሎሚን መጻኢን ዝምልከት ምስ ኤድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይሩ ኣሎ፡ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
“ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ከም በዓል ናይዝጊ ክፍሉ ዝበሉ ሓለፍቲ እናተላእኩ ጉዳይ ትግራይ ትግርኚ ክንቅበል ይሓቱና ነይሮም እዮም።” መለስ ዜናዊ ን ዓብደላ ኣደም ካብ ዝበሎ | SBS Tigrinya