SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Pen Eritrea)

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ምስቶም ን 17 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት ማለት ፍስሃየ ዮሃንስ (ጀሹዋ)፡ ስዒድ ዓብደልቃድር፡ መድሃኔ ሃይለን ሳህለ ጸጋዝኣብ (ወዲ ኢታይ)ን ዝምልከት ሓጺር ሌላ ተጌሩ ኔሩ። ንሎሚ ድማ ናይ ካልኦት 4 ካልኦት ጋዜጠኛታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሌላ ቀሪቡ ኣሎ። እዚ መደብ ምስ ፐን ኤርትራ ብትሕብባር ዝቐርብ ዘሎ መደብ ኮይኑ፡  ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ጌረን ተባሂሉ ኣብ ዝዝረበሉን  ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ተራእያ፣  ኣብ ኤርትራ ግና እዚ መስርሕ ኣብ ዘይተንጸባረቐሉ ኩነታት እዩ ዝቐርብ ዘሎ።

By
SBS Tigrinya
Published on
Tuesday, November 20, 2018 - 10:04
File size
33.71 MB
Duration
18 min 25 sec