SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Abdela Adem)

"ኢሳያስ፡ ኣስላማይ ዝበሃል ክፋል ሕ/ሰብ ክዳኸም ፖሊሲ ነይርዎ እዩ።"

ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም ገዲም ኣብ 1977 ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህግ ዝነበረ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ናይ ኤርትራ ፡ ኣብ ፈለማ ተስዓታት ኣመሓዳሪ ኣውራጃ/ዞባ ሰንሒት፡ ድሒሩ ድማ ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን። ብድሕርዚ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጂቡቲን ሱዳንን ይርከብዎም። ኣብ ሱዳን ንከባቢ ክልተ ዓመታት ዝለዓለ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ  ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ናብ ኣስመራ ተጸዊዑ ይመጽእ ኣለኹ ኢሉ ናብ ኤውሮጳ ከይዱ ዑቕባ ዝሓተተ እዩ። ንኩነታት ፖለቲካ ትማልን ሎሚን መጻኢን ዝምልከት ምስ ኤድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይሩ ኣሎ፡ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ።  

By
Beyene Semere
Published on
Tuesday, August 28, 2018 - 13:42
File size
78.18 MB
Duration
42 min 42 sec