“ዶ/ር ንርኣዮ፣ ካብ ምሉእ ዓለም ሓኻይም ኣምጺኡ ፍልጠት ሕክምናና ዘማዕበለ፣ ፍልይቲ ማይክሮስኮፕ ኣብ ሜዳ ኣተኣታትዩ፣ ንዓናን ናብ ወጻኢ ማይክሮስኮፕ ክሽየጥ ዝገበረ ዶክተር እዩ ነይሩ።” ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ

Source: Dr Nerayo Teclehaymanot
ብምኽንያት ዕረፍቲ ፍሉጥ ሓኪም ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ዶክተር ንርኣዮ ተኽለሃይማኖት ምስ ዶክተር ኣሰፋው ተከስተ ዝተገብረ ጻንሒት።
Share



