Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፥ ትዕዝብቲ ጋዜጠኛታት ኣብርሃም ተ/ልኡልን ተመስገን ደበሳይን

Interview Tigrinya

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዯጵያን ብናህሪ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ሰላም ኩነታት ንብዙሓት ዘሐጎሶምን ዘገረሞምን፡ ዘሰክፎምን ኣለዉ። ምስዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩሉ ዘዝመስሎ ክጽሕፍ ክዛረብን ይረአ ኣሎ። ዋና ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣብርሃም ተስፋል ኡልን ጋጾአጠኛ ተመስገን ደበሳይን ትዕዝብቶም ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ኣካፊሎም ኣለዉ ንምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ። ትጽቢት ህዝብን ክውንነትን ክቃዶ ድዩ፧፣ ብዛዕባ ዓሰብ ዝለዓል ዘሎ ዘረባታት ትርጉም ኣለዎ ዲዩ፧፣ ትግራይን ሕወሓትን ኣግሊልካ ነባሪ ሰላም ይርከብ ዶ፧፣ ቅድም ዲፕሎማሲን ርክብ ህዝብን ናብ ንቡር ምምላስ ድሕሪኡ ዶብ ምሕንጻጽ ዶ ወይስ ቅድም ዶብ ሓንጺጽካ ርክብ ምድልዳል፣ ዘረባ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓሲብሉ ዲዩ ወይስ ምዕንቃፍ መልሓስ'ዩ፧፣

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዯጵያን ብናህሪ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ሰላም ኩነታት ንብዙሓት ዘሐጎሶምን ዘገረሞምን፡ ዘሰክፎምን ኣለዉ። ምስዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩሉ ዘዝመስሎ ክጽሕፍ ክዛረብን ይረአ ኣሎ። ዋና ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣብርሃም ተስፋል ኡልን ጋጾአጠኛ ተመስገን ደበሳይን ትዕዝብቶም ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ኣካፊሎም ኣለዉ ንምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ። ትጽቢት ህዝብን ክውንነትን ክቃዶ ድዩ፧፣ ብዛዕባ ዓሰብ ዝለዓል ዘሎ ዘረባታት ትርጉም ኣለዎ ዲዩ፧፣ ትግራይን ሕወሓትን ኣግሊልካ ነባሪ ሰላም ይርከብ ዶ፧፣ ቅድም ዲፕሎማሲን ርክብ ህዝብን ናብ ንቡር ምምላስ ድሕሪኡ ዶብ ምሕንጻጽ ዶ ወይስ ቅድም ዶብ ሓንጺጽካ ርክብ ምድልዳል፣ ዘረባ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓሲብሉ ዲዩ ወይስ ምዕንቃፍ መልሓስ'ዩ፧፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now