SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement
(Erisat)

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሪ ኤርትራዊን ብምሕባር ናብ ኤርትራ ብቐጥታ ዝፍኖ ናይ ተለቪዥን ፕሮግራም ጀሚሮም ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣደ መምበር ግዚያዊት ቦርድ ናይቲ መዲያ ዝኾነ ወ/ሮ ሳባ ተስፋህይወት መብርሂ ሂባትና ኣላ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

By
Beyene Semere
Published on
Thursday, November 1, 2018 - 15:43
File size
23.93 MB
Duration
13 min 4 sec