ንስምምዕ ኣልጀርስን ንውሳነ ኮሚሽን ዶብን ሙሉእ ብሙሉእ ተቐቢሉ ተግባራዊ ከምዝገብር ኮሚቴ ስራሕ ፈጻሚ ኢህወዴግ ወሲኑ: ነዚ ኣመልኪትና ምስ ኣቶ ሃያሉ ጎደፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን፡ ኣቶ ተስፋ ኪሮስ ሳህለ ካብ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ከም ኡውን ዶ/ር ሙስጦፋ ሌስዳይ ካብ ስዊድን ትንታነ ሂቦም ኣለዉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends