ኣብዚ ወርሒ ተኪኤ ተስፋዮሃንስ ይመስገን ዝበሃል ናይ ቃለ ህይወት ኣማኒ፡ ኣብ ቤት ማእስርቲ ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ሬሳኡ ንስድራኡ ክወስድዎ ተነጊሮም። ብዘይካዚ ካብ ዝሓለፈ ብዝገደደ ኣብ ዳህላክን ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ስድራቤታት ተፈላልዮም ይእሰሩ፡ ኣብ ከም በዓል ሓሽፈራይ ድማ ስድራ ቤታት ተኣሲረን ከምዘለዋን ነቲ ጉዳይ ዝከታተል ሃኒባል ዳኒኤል መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends