Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ሕጂ'ውን መሰረታዊ ሽግር ናይ ኢትዮጵያ፡ ነጻን ሉኣላዊትን ሃገረ ኤርትራ ዘይምቕባል'ዩ።" ኣም/ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ

Amb. Andeberhan Weldegiorgis Source: SBS Tigrinya

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ትንታነ ሂቡ ኣሎ። እዚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኔሩ ኣብዚ ካልኣይ ክፋሉን ናይ መወዳእታን ቀሪቡ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ሕጂ'ውን መሰረታዊ ሽግር ናይ ኢትዮጵያ፡ ነጻን ሉኣላዊትን ሃገረ ኤርትራ ዘይምቕባል'ዩ።" ኣም/ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ 06/07/2021 24:36 ...
ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሃናጺ ተራ ክትጻወት እምበር እገዳታት ኣይትግበር ትብል ቻይና፣ ፈተነ ዕልዋ ኣብ ሱዳን መን'ዩ ተሓታቲኡ 23/09/2021 10:48 ...
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓደስቲ ሰሚናራት የካይዱ ከም ዘለዉ ተገሊጹ። 23/09/2021 09:00 ...
ሓደስቲ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጻእኩም ሰባት ክፍሊት ሰንተርሊንክ ክጅመረልኩም ትጽበይዎ ግዜ ክነውሕ'ዩ 23/09/2021 11:11 ...
'ተጻባእቲ ሓይልታት ኣብ ኲናት ትግራይ ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርቡ እንተኾይኖም ኣብ ባይታ ዘሎ ሚዛን ሓይልን ተሰማዕነት ኣሜሪካን ይውስኖ' 22/09/2021 18:52 ...
ጀርመናውያን ሕጂ'ውን እንተኾነ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ መሪሕ ተራ ክወስዱ ፈቓደኛታት ኣይኮኑን 22/09/2021 06:16 ...
"ነቲ ዘይእወየሉ ዘይስማዕ ዘሎ፡ ድምጹ ከስምዕ ግደይ ክገብር'የ።" ፕሮፌሶር ግርማይ ነጋሽ 21/09/2021 11:32 ...
ዕለታዊ ዜና 20 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ 20/09/2021 12:28 ...
ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2021 ተጀሚሮም፣ ትጽቢታት እንታይ'ዮም፧ ጌጋ ሳእኒ ወድዮ ዝተወዳደረ ኣትሌት ዓወቱ ተመንጢሉ 20/09/2021 09:40 ...
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ። 20/09/2021 06:57 ...
View More