SKIP TO MAIN CONTENT

ዩጋንዳ፡ ኣብ ሃገራ ንዝፈሪ ዘይተጻረየ ዘይቲ ነዳዲ፡ ብህንዳዊ ውቅያኖስ ንምልኣኽ፡ ብታንዛንያ መስመር ሻምብቆ ነዳዲ ክትሃንጽ’ያ

Allafrica.com
Allafrica.com Source: Allafrica.com

ወደብ ኣልቦ ዝኾነት ዩጋንዳ እቲ ድሕሪ ሒደት ዓመታት ንኽፈሪ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘይተጻረየ ነዳዲ ዘይቲ፡ ብታንዛንያ ንምልኣኽ ከምዝወሰነት ተሓቢሩ። እቲ መስመር ሻምብቆ ነዳዲ ካብ ሆይማ ዩጋንዳ ናብ ወደብ ታንጋ፡ ታንዛንያ ንኽዝርጋሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወደብ ኣልቦ ዝኾነት ዩጋንዳ እቲ ድሕሪ ሒደት ዓመታት ንኽፈሪ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘይተጻረየ ነዳዲ ዘይቲ፡ ብታንዛንያ ንምልኣኽ ከምዝወሰነት ተሓቢሩ። እቲ መስመር ሻምብቆ ነዳዲ ካብ ሆይማ ዩጋንዳ ናብ ወደብ ታንጋ፡ ታንዛንያ ንኽዝርጋሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now