በዓልቲ ታሪኽ ዳናይት ዘመንፈስ ትበሃል።ዘስደመም ታሪኻ ብወይኒ ኣብርሃ(ጓል ኣብርሃ ማንጁስ) ብስነ ጽሑፋዊ ኣገባብ ተተሪኹ ብመልክዕ መጽሓፍ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ'ሎ። ዳናይት ንዝሓለፈቶ ዓቐብ ቁልቁል ህይወት ብኸመይ ከምዝጸሓፈቶ ንጸሓፊት: ከም ኡውን ንበዓል ታሪኽ ባዕላ ዳናይት ኣዘራሪቡ: ብዛዕባታ መጽሓፍ ርእይቶኦም ዝለገሱ ወሲኹ ዝተወሃሃደ መደብዩ ነዚ መደብ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends