አብ ኦሮሞ ዝደገሰ ናዕቢ ህይወት 8 ሰባት ቀሲፉ:: ፍሉጥ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ ካብ ዘፈተኖም 1074 ተምሃሮ 279 ጥራሕ ምሕላፎም ኣዘራራቢ ዛዕባ ኮይኑ። ሓላፊ ወረዳ ኩለ መኸዳ አብ ረብሓ ህዝቢ እቲ ከባቢ አመልኪቱ ዝሃቦ መብርሂ አብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተቓውሞ ገጢሙዎ ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends