ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዓመታዊ ሃገራዊ ጸሎት ፡ስራሕ ትራምፕ ክሰርሕ ንዝተክኦ ኣርኖልድ ሽዋዚንገር ስም ናይ ትራምፕ ናይ ተለቪዢን ሾው ስለዘንቆልቆለ ጸሎት ንሽዋዚንገር ክግበር ዶናልድ ትራምፕ ሕቶ ምስ ኣቕረበ ሽዋዚንገር ድማ ብትዊተር ከምዚ ........ ክብል መሊሱ ኣሎ፡ ንስመዓዮ፡
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends