ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ትግራይ ከካይድ ላዕሊ ታሕቲ ዝብል ዘሎ ዉዱብ ዓረና ትግራይ፡ ኣባላተይ ተኣሲሮሙኒ፡ ጉባኤ ቃንዓሉ ኣዳራሽ ከይረክብ ዕንቅፋት የጋጥመና ኣሎ ብምባል ወሃብ ቃል እቲ ውድብ ን ሬዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ሂቡ ኣሎ። ነዚ ክሲ ንምርግጋጽ ካብ ወገን ገዛኢ ዉዱብ መልሲ ንምርካብ ኣይተካእለን፡፣
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends