ትግራይ ናፃ ሃገር ክሳብ ትኸውን ዝግስገስ ቅዋም ዘለዎ፡ ካብቶም ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ ትግራይ ተመስሪቶም ዘለዉ ፖለቲካዊያን ዉዱባት ሓደ ዝኾነ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ እዩ።ብዛዕባ ዕላማኡን ንጥፈታቱን ዝምልከት ካብ ኣተሓባበርቲ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ( ሳወት) ኣሉላ ሃይሉ ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዘካየዶ ዕላል ኣሎ ነዚ ልጋብ ጠዊቖም የድምፁዎ፡፡
Share

Published
By Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends

