ብምኽንያት ምት እትታው ዲጂታዊ ወይ ኮምፒተራዊ ኣሰራርሓ፡ ዓይነት ስራሕ ምሉእ ብምሉእ ክቕየር እዩ። እዚ ኩነታት ክገድድ ኢልዎ፡ ተመሃሮ ኣብ ሳይንስ፡ ተክኖሎጂ፡ ኢንጂነሪንግን ቁጽርን ተገዳስነቶም እናነከየ ብምኻዱ፡ ነዚ ኣብ ዲጂታዊ ኣሰራርሓ መጻኢ ዓለም ንምምላእ በዚ ሞያ ዝሰልጠኑ ኪኢላታት ናብዚ ዓዲ ክ ኣትዉ ክግበር ኣድላይነቱ ካብ ቀደም ንላዕሊ ሕጂ ዓዚዙ ይርከብ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends