SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ (12 ነሓሰ 2017)

SBS Tigrinya
SBS Tigrinya Source: SBS Tigrinya

ኢትዮጵያ ነቶም ኣብ ዶብ ኤርትራ ዘለዉ ኣእዱግ በረኻ ፍሉይ ሓለዋ ንኽግበረሎም፡ ኣብ ዓለም ከተመዝግቦም ምዃና ገሊጻ። ኣብ ትግራይ ስያመን መላለይን ኣብያተ ንግዲ ብቋንቋ ትግሪኛ ክከውን ተደንጊጉን ኣብ ተግባር ምውዓል ጀሚሩ፡፣ 8.5 ሚሊዮን ዜጋታት ኢትዮጵያ ረዴኤት መግቢ ይጽበዩ ኣለዉ።መስጊድ ኣልነጃሺ መስሕብ በጻሕቲ ዓለም ይኸውን ኣሎ፡፣

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያ ነቶም ኣብ ዶብ ኤርትራ ዘለዉ ኣእዱግ በረኻ ፍሉይ ሓለዋ ንኽግበረሎም፡ ኣብ ዓለም ከተመዝግቦም ምዃና ገሊጻ። ኣብ ትግራይ ስያመን መላለይን ኣብያተ ንግዲ ብቋንቋ ትግሪኛ ክከውን ተደንጊጉን ኣብ ተግባር ምውዓል ጀሚሩ፡፣ 8.5 ሚሊዮን ዜጋታት ኢትዮጵያ ረዴኤት መግቢ ይጽበዩ ኣለዉ።መስጊድ ኣልነጃሺ መስሕብ በጻሕቲ ዓለም ይኸውን ኣሎ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now