SKIP TO MAIN CONTENT

እሱራት ምንቅስቓስ ቤት ትምህርቲ ኣልድያእ ኣኽርያን ቤ/ክ እምነት ክርስቶስትን ኣብ ሓሽፈራይ፡ (ዜናታት)

News
Source: Keren City

ኣርእስታት ዜና፡ ሃለዋት ናይቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተኣስሩ ኣባላት ቤተ ክርስትያን እምነተ ክርስቶስ ከረን። ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ሕቶ ክልል ሲዳማ ዝምልስ ረፈረንደም ክካየድ ወሲኑ። መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ሓጹር ሕርሻታት ዝጥሕሱ ተጣበቕቲ እንስሳታት ጽኑዕ መቕጻዕቲ ዘቕጽዕ ሕጊ የተኣታቱ፡፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ህይወቶም ኣብ ሰንፈላል ዝርከብ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን መንግስቲ ከመሓይሾ ጉጅለታት ተጣበቕቲ ጸዊዖም። ኣመሪካ ምስ ኢራን ናይ ቁጠባ ኩናት ከፊታ ብምባል ናይ Iran's Minister ጉዳያት ወጻኢ ከሲሱ።

Published

Updated

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ሃለዋት ናይቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተኣስሩ ኣባላት ቤተ ክርስትያን እምነተ ክርስቶስ ከረን። ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ሕቶ ክልል ሲዳማ ዝምልስ ረፈረንደም ክካየድ ወሲኑ። መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ሓጹር ሕርሻታት ዝጥሕሱ ተጣበቕቲ እንስሳታት ጽኑዕ መቕጻዕቲ ዘቕጽዕ ሕጊ የተኣታቱ፡፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ህይወቶም ኣብ ሰንፈላል ዝርከብ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን መንግስቲ ከመሓይሾ ጉጅለታት ተጣበቕቲ ጸዊዖም። ኣመሪካ ምስ ኢራን ናይ ቁጠባ ኩናት ከፊታ ብምባል ናይ Iran's Minister ጉዳያት ወጻኢ ከሲሱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now