SKIP TO MAIN CONTENT

411 ደቂን ደቂደቂን ክንዩኡን ዝረኣያ ኣደ መበል 108 ዓመተን የኽብራ

Emahoy Hadas (Million)
Emahoy Hadas (Million) Source: Emahoy Hadas (Million)

እማሆይ ሓድስ ወልድ እየን ዝበሃላ። ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ሓምለ ላሕሚ ሓሪደን ስዋ ኣጽሙቐን ካብ ዘርኣን ዝተወልዱ 411 ኣኪበን ድግስ ይድግሳ። ገለ ካብ ደቀን፡ ኣልጋነሽ ሃይለመስቀል 91 ደቂ ደቂደቂን ክንዩእን ርእያ፡ ኣኸዛ 103፡ ስላስ 88፡ ከለላ 81 ካልኦትውን ብዙሓት ዉልድን ናይ ዉሉዳት ውሉድን ርእዮም። ኣብዚ እዋን እማሆይ ሓድስ ምስ ምሉእ ቀልቢን ንዘርኤን ኣኻኻቢትን እየን ዘለዋ። ካብ ዘርኤን ዝተወልዱ ከመርዕዉ ምስዝደሊዩ ናተን ምረቓን ፍቓድን ክርከብ ኣለዎ። ሪፖርተርና ኣብ በዓል መበል 108 ዓመተን ተረኺቡ ነዘን ታሪካዊት ኣደን ደቀንን ኣዘራሪቡ ዝዳለዎ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እማሆይ ሓድስ ወልድ እየን ዝበሃላ። ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ሓምለ ላሕሚ ሓሪደን ስዋ ኣጽሙቐን ካብ ዘርኣን ዝተወልዱ 411 ኣኪበን ድግስ ይድግሳ። ገለ ካብ ደቀን፡ ኣልጋነሽ ሃይለመስቀል 91 ደቂ ደቂደቂን ክንዩእን ርእያ፡ ኣኸዛ 103፡ ስላስ 88፡ ከለላ 81 ካልኦትውን ብዙሓት ዉልድን ናይ ዉሉዳት ውሉድን ርእዮም። ኣብዚ እዋን እማሆይ ሓድስ ምስ ምሉእ ቀልቢን ንዘርኤን ኣኻኻቢትን እየን ዘለዋ። ካብ ዘርኤን ዝተወልዱ ከመርዕዉ ምስዝደሊዩ ናተን ምረቓን ፍቓድን ክርከብ ኣለዎ። ሪፖርተርና ኣብ በዓል መበል 108 ዓመተን ተረኺቡ ነዘን ታሪካዊት ኣደን ደቀንን ኣዘራሪቡ ዝዳለዎ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now