ፍቱው ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምስሓለፈ ብዙሓት ኣብ ስነጥበብ ዝነጥፉ ሰባት ብዝተፈላለዩ መገዲ ሓዘኖምን ንኣብርሃም ዘለዎም ኣድናቖትን ክሳብ ለይቲ ሎሚ ክገልጹ ጸኒሖም፡ ሎሚ ናይ ሓደ ካብኣቶም ናይ ገጣሚ ብርሃነ ገብረህይወት ክልተ ብሉጻት ግጥሚታት ነቕርብ፡ ገጽና ንኽደን ከም ኡውን ድበ እቲ ዘይድበ
Share
Published
Updated
By በየነ ሰመረ
Source: SBS
Share this with family and friends