SKIP TO MAIN CONTENT

ኣመንቲ ራስተፈሪ (ራስታ) ናይ ኢትዮጵያ ወረቐት መንነት ክረኽቡ እዮም።

Rasta
Rasta Source: Rasta

ኣብዚ ሰሙን ዝቐረበ ዜና ብዛዕባ ምሃብ ኢትዮጵያዊ ወረቐት መንነት ንራስታዊያን ምኽንያት ብምግባር፡ እዚ መደብ መንዮም ራስታ? ምስ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ምስ ኢትዮጵያ እንታይ ዝምድና ኣለዎም? ጽልዋ እቲ እምነት ኣብ ዓለም ብከመይ ዓብዩ? ዝብሉ መልሲታት ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ሰሙን ዝቐረበ ዜና ብዛዕባ ምሃብ ኢትዮጵያዊ ወረቐት መንነት ንራስታዊያን ምኽንያት ብምግባር፡ እዚ መደብ መንዮም ራስታ? ምስ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ምስ ኢትዮጵያ እንታይ ዝምድና ኣለዎም? ጽልዋ እቲ እምነት ኣብ ዓለም ብከመይ ዓብዩ? ዝብሉ መልሲታት ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now