SKIP TO MAIN CONTENT

ሰለስተ ዝውቱራት ክብደት ዝቕንሱ ፍሉያት ናይ ኣመጋግባ/ዳይት ኣገባባት እንክምዘኑ

Vegetables
Vegetables Source: Getty

ዳርጋ ክልተ ሲሶ ንዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሑ ኣውስትራልያውያን ሚዛን ክብደቶም ልዕሊ መጠንዩ ወይ ኣመና ሮገድቲ/ገዘፍቲዮም። ዓመታዊ ሓደ ካብ ሰለስተ ኣብ መደብ ምንካይ/ምቕያር መግቢ/ዳይት ይኣትው። ሰለስተ ብብዝሒ ዝውቱራት ዝኾኑ ክብደት ንምቕናስ ዝሕግዙ ፍሉያት ዓይነት መግቢ/ኣመጋግባ -ፓሊዮ/Paleo፡ ኣትኪንስን/Atkins ከምኡ'ውን ትሑት ካርብ፣ ልዑል ስብሒ/ Low Carb, High Fat ዝበሃሉን፡ ክንዮ ሓምሳታት መደብ ዕድመ ንዝኾኑ ትርጉሞም እንታይ ምዃኑ/እንታይ ከምዝጠቕምዎምን ክንምልከት ኢና።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዳርጋ ክልተ ሲሶ ንዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሑ ኣውስትራልያውያን ሚዛን ክብደቶም ልዕሊ መጠንዩ ወይ ኣመና ሮገድቲ/ገዘፍቲዮም። ዓመታዊ ሓደ ካብ ሰለስተ ኣብ መደብ ምንካይ/ምቕያር መግቢ/ዳይት ይኣትው። ሰለስተ ብብዝሒ ዝውቱራት ዝኾኑ ክብደት ንምቕናስ ዝሕግዙ ፍሉያት ዓይነት መግቢ/ኣመጋግባ -ፓሊዮ/Paleo፡ ኣትኪንስን/Atkins ከምኡ'ውን ትሑት ካርብ፣ ልዑል ስብሒ/ Low Carb, High Fat ዝበሃሉን፡ ክንዮ ሓምሳታት መደብ ዕድመ ንዝኾኑ ትርጉሞም እንታይ ምዃኑ/እንታይ ከምዝጠቕምዎምን ክንምልከት ኢና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now