SKIP TO MAIN CONTENT

ሪ ቹን ሂ፡ መስኮት ሰሜን ኮርያ

The 74-year-old grandmother is considered a national hero in North Korea.
The 74-year-old grandmother is considered a national hero in North Korea. Source: The 74-year-old grandmother is considered a national hero in North Korea.

ስም ሰሜን ኮርያ ክጽዋዕከሎ፡ እቶም ብበትሪ ሓጺን ንህዝቦም ዝቕጥቅጡን ንዓለም ዘርጥረጥ ዘብሉን ዘለዉ መራሕታ ሰለስተ ወለዶ ኪም ጥራይ ኣይኮኑን ዝጽውዑ፡ ጋዜጠኛ ሪ ቹን ሂንውን ንዓለም መስኮት መጠመቲ ሰሜን ኮርያ እያ።ጓል 74 ኣደ ደቂ ደቂ ዝኾነት ሪ ቹን ሂ ኣብ 1971 እያ ነቲ ናይ ምውሳእ ሞያኣ ገዲፋ ኣቕራቢት ዜና ተለቪዥን ሰሜን ኮርያ (KCTV) ክትከውን ዝጀመረት። ኣብቲ ሃገር ድማ ከም ጅግና ክትቁጸር ጀመረት፡፣

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ስም ሰሜን ኮርያ ክጽዋዕከሎ፡ እቶም ብበትሪ ሓጺን ንህዝቦም ዝቕጥቅጡን ንዓለም ዘርጥረጥ ዘብሉን ዘለዉ መራሕታ ሰለስተ ወለዶ ኪም ጥራይ ኣይኮኑን ዝጽውዑ፡ ጋዜጠኛ ሪ ቹን ሂንውን ንዓለም መስኮት መጠመቲ ሰሜን ኮርያ እያ።ጓል 74 ኣደ ደቂ ደቂ ዝኾነት ሪ ቹን ሂ ኣብ 1971 እያ ነቲ ናይ ምውሳእ ሞያኣ ገዲፋ ኣቕራቢት ዜና ተለቪዥን ሰሜን ኮርያ (KCTV) ክትከውን ዝጀመረት። ኣብቲ ሃገር ድማ ከም ጅግና ክትቁጸር ጀመረት፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now