Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

“’ኤሪሳት (EriSat) ምስዝኾነ መዲያ ይኹን ናይ ሜድያ ኪኢላ ክሰርሕ ድሉው እዩ።” ሳባ ተስፋዮሃንስ

EriSat
Source: EriSat

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ንፈለማ እዋን ብሳተላይት ተለቪዥን ዝቐርብ ሜድያታት ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ብሳተላይት ምምሕልላፍ ተጀሚሩ ኣሎ። ሓደ ካብኡ ኤሪሳት ዝበሃል እዩ። ኤሪሳት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ርእሱ ክኢሉ መዓልታዊ ናይ 24 ሰዓታት መደባት ብሳተላይት መደባት ከምዝጀመረን ካብ ዉሽጢ ኤርትራን ከባቢኡን ናይ ተኸታተልቲ ምስክርነት ከምተቐበሉን፡ ምስዝኾነይኹን ናይ ኤርትራ መዲያ ተጻባኢ ዘይኮነስ ተመላላኢን ብዙሑነት ሜድያ ዘረጋግጽ ምዃኑ ኣደ መምበር ቦርድ ኤሪሳት ወይዘሮ ሳባ ተስፋዮሃንስ ኣብዚ ቃለ መሕትት ገሊጻ ኣላ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ንፈለማ እዋን ብሳተላይት ተለቪዥን ዝቐርብ ሜድያታት ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ብሳተላይት ምምሕልላፍ ተጀሚሩ ኣሎ። ሓደ ካብኡ ኤሪሳት ዝበሃል እዩ። ኤሪሳት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ርእሱ ክኢሉ መዓልታዊ ናይ 24 ሰዓታት መደባት ብሳተላይት መደባት ከምዝጀመረን ካብ ዉሽጢ ኤርትራን ከባቢኡን ናይ ተኸታተልቲ ምስክርነት ከምተቐበሉን፡ ምስዝኾነይኹን ናይ ኤርትራ መዲያ ተጻባኢ ዘይኮነስ ተመላላኢን ብዙሑነት ሜድያ ዘረጋግጽ ምዃኑ ኣደ መምበር ቦርድ ኤሪሳት ወይዘሮ ሳባ ተስፋዮሃንስ ኣብዚ ቃለ መሕትት ገሊጻ ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now