Amhara and Tigray Leaders (Tsegay) Source: Amhara and Tigray Leaders (Tsegay)አቀባብላ ፕረዝደንት ክልል አምሓራ አብ ትግራይ ንመናእሰይ ምሁራት ተጋሩ አቖጢዑ፡፡ ወናኒ ጋዜጣ ሪፖርተር አቶ አማረ አረጋዊን ነብስ ሄር አቶ ክፍሌ ወዳጆን አብ ምኽባር ናፅነት ፕረስ ኢትዮጵያን ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት እታ ሀገር አድሂቦም ንዘካዱዎ ቃልሲ አፍልጦን ናይ ክብሪ ሽልማትን ካብ ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ተቐቢሎም፡፡ ኢትዮጵያ በዝሒ ህዝባ እንተዘይመጢና ነቲ አብ 2025 አብ ማዕኸለዋይ ምዕባለ ናብ ዘለዋ ሀገራት ንምፅምባር እትገብሮ ዘላ ገስጋስ አይክዕወትን ተባሂሉ፡፡ ዝብሉ ዛዕባታት ዝድህስስ እዩ፡፡
አቀባብላ ፕረዝደንት ክልል አምሓራ አብ ትግራይ ንመናእሰይ ምሁራት ተጋሩ አቖጢዑ፡፡ ወናኒ ጋዜጣ ሪፖርተር አቶ አማረ አረጋዊን ነብስ ሄር አቶ ክፍሌ ወዳጆን አብ ምኽባር ናፅነት ፕረስ ኢትዮጵያን ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት እታ ሀገር አድሂቦም ንዘካዱዎ ቃልሲ አፍልጦን ናይ ክብሪ ሽልማትን ካብ ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ተቐቢሎም፡፡ ኢትዮጵያ በዝሒ ህዝባ እንተዘይመጢና ነቲ አብ 2025 አብ ማዕኸለዋይ ምዕባለ ናብ ዘለዋ ሀገራት ንምፅምባር እትገብሮ ዘላ ገስጋስ አይክዕወትን ተባሂሉ፡፡ ዝብሉ ዛዕባታት ዝድህስስ እዩ፡፡