“ት.እ.ም.ት. ናብ ካዝና መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣትዋ ኣብ መቓብር ትግራዋይ ጥራሕ እዩ።” ዘፀኣት አናንያ

News

Source: Tsegay Kinfe

“ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ ቅዱስ ዕላማ ሒዛ እያ ተበጊሳ …. ህወሓት ግን ንህዝቢ ትግራይ ናይ ቁጠባ ፅግዕተኛ ንምግባር ተጠቂማትላ እያ፡፡ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝቐፀለ ድምፂ ማሕበራዊ ሚድያ ሐዚ ንዝተገበረ ሓዱሽ ተፀዋዕነታ ናብ ቤት ምኽሪ ትግራይ ይኹን ዝብል ውሳነ እቲ ናይ መንእሰይ ድምፂ ሓይሉ መዘራረቢ ዛዕባ ቤት ምኽሪ ትግራይ ኮይኑ እወንታዊ ኣፋፍኖት እዩ፡፡ ቅኑዕ ለውጢ ግን ቤት ምኽሪ ትግራይ ሓቀኛ ትግራዋይ ክኸውን ኣለዎ፡፡” ዘፀኣት አናንያ እዚ ትሕዝቶ ኣብ ዙርያ ጉዳይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ምስ ዘፀኣት አናንያ ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ እዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now