The Rodger family with Chloe, who has been undergoing treatment for acute myeloid leukemia since 2022. Source: supplied by Rodger family via Leukemia Foundation
ትካል 'ሊዩከሚያ ፋውንዴሽን' ልዕሊ 400 ህጻናት ኣብ ዓመት ኣብ ውሽጢ'ዚ ዝመጽእ ዘሎ ዕቑድ ሕማም መንሽሮ ወይ ካንሰር ደም ከጋጥሞም ከምዝኽእል የጠንቅቕ። እቲ ትካል ብመንገዲ'ቲ ዓመታዊ ዘካይዶ ጎስጓስ ምልጻይ ጸጒሪ (greatest shave campaign) ኣቢሉ $12 ሚልዮን ዶላር ክእክብ ይፍትን ኣሎ፡ እቲ ዝእከብ ሓገዝ ድማ ናብ ምርምራትን ብካንሰር ደም ዝተጸልዉ ስድራቤታት ኣገልግሎት ድጋፍ ዝረኽብሉን ኣበርክቶ ክገብር'ዩ። Published 2 February 2026 8:30am
By Camille Bianchi
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ትካል 'ሊዩከሚያ ፋውንዴሽን' ልዕሊ 400 ህጻናት ኣብ ዓመት ኣብ ውሽጢ'ዚ ዝመጽእ ዘሎ ዕቑድ ሕማም መንሽሮ ወይ ካንሰር ደም ከጋጥሞም ከምዝኽእል የጠንቅቕ። እቲ ትካል ብመንገዲ'ቲ ዓመታዊ ዘካይዶ ጎስጓስ ምልጻይ ጸጒሪ (greatest shave campaign) ኣቢሉ $12 ሚልዮን ዶላር ክእክብ ይፍትን ኣሎ፡ እቲ ዝእከብ ሓገዝ ድማ ናብ ምርምራትን ብካንሰር ደም ዝተጸልዉ ስድራቤታት ኣገልግሎት ድጋፍ ዝረኽብሉን ኣበርክቶ ክገብር'ዩ።