ኣብ ኣውስትራልያ ቪዛ ንወለዲ ክትረክብ ነዊሕን ብዙሕ ወጻኢታት ዝሓትት መስርሕ ክኸውን ይኽእልዩ። ልዕሊ 40 ሽሕ ወለዲ ኣብዚ ሕጂ እዋን ቀዋሚ መንበሪ ፈቓድ ንምርካብ ኣብ ናይ 30 ዓመት ንውሓት ግዜ ዝበጽሕ ዝርዝር ተጸበይቲ ኮይኖም ይርከቡ። ብዙሓት ቤተሰባት ካብቲ መስርዕ ተርታ ዘሊሎም ንምሕላፍ ዝያዳ ገንዘብ ክኸፍሉ ምምራጾም ብዙሕ ምሕሳብ ዘድልዮ ኣይኮነን።
Share
Published
Updated
By SBS tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends