ፈደራላዊ ምርጫ/መረጻ ተቓሪቡሎ፡ ምስኡ ድማ መበል 45 ባይቶ ኣውስትራልያ ድሕሪ ናይ ሓምለ 2 መዓልቲ ምርጫ ክምስረትዩ። እዚ ምርጫ ነቶም 150 ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ፡ 76 ኣባላት ሰነትን ኣብ መወዳእትኡ ኸኣ ናይዛ ሃገር ኣብ መጻኢ ዝመርሓ ክውስንዩ። ስለዚ ምርጫታት ብኸመይዮም ንመጻኢ ዘመሓድረና መንግስቲ ዝውስኑ?
Share
Published
Updated
By ኤስቢኤስ ትግርኛ
Source: SBS
Share this with family and friends