SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣውስትራልያ ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታታት፡ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዘናሕስይሉ ሰብ የለን

Couple
Couple Source: Pixabay

መንእሰይ ኴንኩም ዋላ ዓበይቲ ምስ ነብሲ ወከፍ እተካይድዎ ሓድሽ ጾታዊ ርክብ ናብ ሓደጋ ምልካፍ ብጾታ ዝመሓላለፍ ረኽሲ/ሕማም sexually transmitted infection (S-T-I) ዝተቓላዕኩም ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝተኻየደ ሃገራዊ መጽናዕቲ ጥዕና 16% ካብ ኣውስትራልያውያን ኣብ ህይወቶም S-T-I ከምዘጋጥሞም የርኢ። ነቶም ካብ ጾታን ጾታዊ ርክብን ብግልጺ ዘይዝረበሉ ሕብረተሰብ ዝመጹ ሰባት ሕክምናዊ ሓገዝ ክሓቱ ኣጸጋሚ ክኾኖም ይኽእልዩ። ስለዚ S-T-I ከይሓልፈካ/ከይለኽፈካ ብኸመይ ተወግዶ፧

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንእሰይ ኴንኩም ዋላ ዓበይቲ ምስ ነብሲ ወከፍ እተካይድዎ ሓድሽ ጾታዊ ርክብ ናብ ሓደጋ ምልካፍ ብጾታ ዝመሓላለፍ ረኽሲ/ሕማም sexually transmitted infection (S-T-I) ዝተቓላዕኩም ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝተኻየደ ሃገራዊ መጽናዕቲ ጥዕና 16% ካብ ኣውስትራልያውያን ኣብ ህይወቶም S-T-I ከምዘጋጥሞም የርኢ። ነቶም ካብ ጾታን ጾታዊ ርክብን ብግልጺ ዘይዝረበሉ ሕብረተሰብ ዝመጹ ሰባት ሕክምናዊ ሓገዝ ክሓቱ ኣጸጋሚ ክኾኖም ይኽእልዩ። ስለዚ S-T-I ከይሓልፈካ/ከይለኽፈካ ብኸመይ ተወግዶ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now