SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ፡ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን እምነት ሚስዮንን ክመሓደራ ዝጸንሓ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ መንግስቲ ክርከባ መምርሒ ተዋሂቡ። (News)

News
Source: Supplied

ኣብ መላእ ሊቢያ ኲናት ከይውላዕ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ስግኣቱ ገሊጹ። ኣብ ሱዳን ድሕሪ ዝተገብረ ህዝባዊ ናዕቢ ካብ ወርሒ ሰነ ንደሓር ብዙሓት ሃለዋቶም ከምዘይፍልጥ ተገሊጹ፡፤ ኣብ ኤርትራ፡ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን እምነት ሚስዮንን ክመሓደራ ዝጸንሓ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ መንግስቲ ክርከባ መምርሒ ተዋሂቡ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መላእ ሊቢያ ኲናት ከይውላዕ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ስግኣቱ ገሊጹ። ኣብ ሱዳን ድሕሪ ዝተገብረ ህዝባዊ ናዕቢ ካብ ወርሒ ሰነ ንደሓር ብዙሓት ሃለዋቶም ከምዘይፍልጥ ተገሊጹ፡፤ ኣብ ኤርትራ፡ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን እምነት ሚስዮንን ክመሓደራ ዝጸንሓ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ መንግስቲ ክርከባ መምርሒ ተዋሂቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now